webinar register page

Webinar banner
ኣብ ክልል ትግራይ ንኮቪድ 19 ለበዳ ቫይረስ ኣብ ዘፈር ባህሊ ዝነጥፉ ሰብ ዋና ምዉሳእን ንመፃኢ እዋንን
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ እንትኽውን፣ ናይቲ ክልል ዘርፊ ባህሊ ንኮቪድ19 ለበዳ ቫይረስ ንምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ፃዕርን ንሓዋሩ ክህልዎ ዝኽእል እጃም፤ ብተወሳኺ ብድሆታት እቲ ዘርፊ ባህሊ ኣብ ምእላይን ከማኡውን ብሃገር ለኸ ፖሊሲን ስትራቴጂን ብኸመይ ከምዝሕገዝ ዘድሃበ ይኽውን።

ብ እዋን እዚ ዘተ ሰላም(Selam Talks) ካብ ክልል ፌደራልን ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ፣ ካብ ትካላት ባህሊ መደረ ዘስምዑ ውልቀሰባትን ስነጥበባውያንን ኻልኦት ተሳተፍትን ናይ ውልቐኦም ርኢቶን ልምድን ዝሕልፍሉ እዩ።


ዕለት: ሰሉስ ሰነ 02 2012 ዓ.ም
ሰዓት : 8:00 - 9:30
ቦታ : በቀጥታ የዌብነር ሊንክ (ኣብ ዘለዉሉ)ዕለት


ተዛተይቲ

1. መ/ም ያፌት ታደሰ
ኣቦ መንበር ቦርድ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ

2.ኣቶ ብርሃኑ ወ/ ሚካኤል
ፈፃሚ ዳሬክተር ማሕበር ባህሊ ትግራይ
3 . መንእሰይ ክብሮም በርሀ

ኣቦ ወንበር ማሕበር ጥምረት ሰርከስ ትግራይ

4, ትምኒት ወልዳይ
ድምፃዊት

5. ኣቶ ዳዊት ትካቦ
ኣብ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ልምዓት ባህሊ


ኣዛታይ

ገ/ማርያም መብራህቱ/ማዕተበይ/
ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ሰላም ኢትዮጵያ ፕሮጀክት መተሓባበሪ…

Jun 9, 2020 01:00 PM in Stockholm

Webinar logo
Webinar is over, you cannot register now. If you have any questions, please contact Webinar host: Selam Talks.